Early Years Toolkit
Support for the sector
Free, ready-to-use assets and messaging to promote Starting Reception.
Making the most of Starting Reception
In this section, find information specifically for professionals working in early years settings, schools and local authorities. All content is free to use and publish. We ask that you do not change the definition and credit startingreception.co.uk.
Not sure what Starting Reception is? Read our FAQs.
Customise the Starting Reception definition for your organisation
The free Starting Reception booklet
Instructions for adding your own logo to the Starting Reception booklet
- To add your logo to the PDF: We have left space for your logo on the front cover of the PDF in the top right corner. Download the document, open it in any PDF editing software and drag your logo onto the top right hand corner.
- If you are having trouble with software, please use the 'Edit PDF' function on ILovePDF (free & no registration needed). Click 'Select PDF file' and upload the Starting Reception PDF. Then select 'Add image', choose your school/organisation logo and position/resize it in the online editor. Finally, click 'Edit PDF' and then 'Download PDF'.
- To add details of local services or notes: there is a large amount of space on the back page where you can add your own text.
Content from Starting Reception which is easy to copy and paste
ምቕባል ምጅማር
ውላድኩም ናብ ቤት ትምህርቲ ዝገብሮ ጉዕዞ ኣብ ገዛ እዩ ዝጅምር።
ኩሎም ቆልዑ ብናባዕሎም ፍጥነት ከምዝምዕብሉን፣ ኩላትና ካብ ውልደት ኣትሒዝና ኸም እንመሃርን ንፈልጥ ኢና። ትምህርቲ ዝጅምሩሉ ግዜ ምስ ኣኸለ፣ ገሊኦም ቆልዑ ካብ ካልኦት ንላዕሊ ሓገዝ የድልዮም እዩ።
ኣብያተ-ትምህርቲ መብዛሕትኦም ቆልዑ ቅድሚ እታ ቐዳመይቲ መዓልቶም ኽመሃሩዎ ዝጽበይዎም ቑልፊ ኽእለታት* ኣለዉ። ነዚኦም ምልምማድ ውሉድካ ናብ መቐበሊ ዝገብሮ ጉዕዞ ብእተኻእለ መጠን ኣወንታዊ ይገብሮ።
ውሉድኩም ድሮ ኣብ መዋእለ ሕጻናት፣ ኣብ ቅድመ ቤት ትምህርቲ፣ ወይ ምስ ኣላዪ ሕጻናት እንተሃልዩ፣ እዞም ሰብ ሞያ እዚኣቶም ድልው ንክኾኑ ምሳኹምን ውሉድኩምን ብሓባር ኽሰርሑ እዮም።
ንውሉድም ብስምዒታውን ብግብራውን መዳይ ትምህርቲ ንኽጅምሩ ድሉዋት ኰይኖም ንኸስምዖም ብምሕጋዝ፣ ዓርሰ ምትእምማንን ናጽነትን ንምህናጽ ኣብ ገዛ ኽትገብሮም እትኽእል ብዙሕ ነገራት ኣለዉ።
*ነዚ ሰነድ እዚ 'ምቕባል ምጅማር' ኢልና ኢና እንጽውዖ። ገለ ሰባት/ውድባት ነዚ "ናይ ቤት ትምህርቲ ድሉውነት" ኢሎም ይጽውዕዎ።
ውላደይ ንኽዳለዉ ብኸመይ ክሕግዞ እኽእል?
- ውሉድኩም ትምህርቲ ምስ ጀመሩ ክለምድዎም ዘለዎም ብዙሕ ሓድሽ ንጥፈታትን ልማዳትን ክህልዎ እዩ። ካብቲ ቕድሚኡ ዝገብርዎ ዝነበረ ንላዕሊ ብርእሶም ክገብርዎ ዘድልዮም ገለ ነገራት ኣለዉ።
- Research shows that a child’s relationship with their parents is the most important factor in their development, and there’s a lot you can do at home.
- ውሉድኩም ምሳኻ ወይ ምስ ካልእ ኣላዪ ኣብ ገዛ እንተዀይኑ፣ ከም ስድራ ቤት መጠን ባህ ዘይብል ንጥፈታት ብምግባር ክትለማመዱ ትኽእሉ ኢኹም (ኣብ መወዳእታ እዚ ምንጪ እዚ መራኸቢታት ኣካቲትና ኣለና)።
- ገለ ኻብዞም ኽእለታት እዚኦም ንምልምማድ ግዜ ይወስዱ እዮም፣ ስለዚ ከም ክፍሊ መዓልታዊ ንጥፈታትኩም በብቝሩብ ከተፋልጥዎም ጽቡቕ እዩ።
ውላደይ ተወሳኺ ሓገዝ ዘድልዮ እንተዀይኑኸ?
- ውላድኩም ናብ ምቕባል ንኽኣትዉ ተወሳኺ ደገፍ እንተኣድልይዎም፣ ብእተኻእለ መጠን ነቲ ሓድሽ መምህሩ ብዙሕ ሓበሬታ ከም እትካፈልዎ ኣረጋግጹ። ንውሉድኩም ዝድግፍ ስልትታት ንምርካብ ምሳኹም ኽሰርሑ ይኽእሉ እዮም።
- ኣብ ሓጋይ እተወልዱ ቆልዑ፣ ወይ እቶም እንግሊዝኛ ከም ተወሳኺ ቋንቋ (English as an additional language፣ EAL) ዝዛረቡ ዝያዳ ደገፍ የድልዮም ይኸውን።
- ውሉድኩም ፍሉይ ትምህርታዊ ድሌታት (special educational needs፣ SEND)፣ ናይ ዕቤት ፍልልያት ወይ ምድንጓያት ከም ዘለዎ እንተፈሊጥኩም ወይ እንተጠርጢርኩም፣ ገለ ኻብዞም ኽእለታት ኣብዚ ደረጃ እዚ ኽበጽሕዎ ዘይክእሉ ይኾኑ እዮም።
- ኣቐዲምካ ዝግበር ደገፍ ዓብዪ ለውጢ የምጽእ – ሓገዝ ንምርካብ ንመዋእለ ሕጻናት፣ ቤት ትምህርቲ፣ ናይ ጥዕና በጻሒ፣ ናይቲ ከባቢ ማእከል ቆልዑ ወይ ማእከል ስድራቤት ሕተቱ።
ሓገዝ ንምርካብ ምስ መን ክዘራረብ እኽእል?
ኩሎም ቆልዑ ብዛዕባ Starting Reception ምትእምማንን ሓጐስን ምእንቲ ኽስምዖም ካብ ዝኣምኑዎም ዓበይቲ ሓገዝ የድልዮም እዩ።
- ዝያዳ ሓበሬታ ምስ ዘድልየኩም ናይ ቆልዓ ሓላዊ/መዕበዪ ሕጻናት/ቅድመ ቤት ትምህርቲ ወይ ናይ ጥዕና በጻሒኹም፣ ማእከል ቆልዑ ወይ ማእከል ስድራቤት ክሕግዙኹም ይኽእሉ እዮም።
- ንስኹምን ውሉድኩምን ብሓባር ንኽትዳለዉ ንምሕጋዝ አብ ታሕቲ ዝርዝር ውድባትን ምንጭታትን ኣዳሊና ኣለና።
The definition: skills to practice before starting Reception
New skills take time to learn. Practicing at home will help your child move into school more easily and with confidence.
እናዓበየ ዝኸይድ ናጽነት
ንገዛእ ርእሶም ምኸንኻን
- ክዳኖምን ጫምኦምን ምግባር/ምውጻእ
- ሽቓቕ ምጥቃምን ኣእዳዎም ምሕጻብን
- ብዙሕ ሓገዝ ዘይተገበረሎም ኽዳውንቲ ምኽዳን፣ ንኣብነት ሽቓቕ ድሕሪ ምጥቃምካ ወይ PE ድሕሪ ምግባር
- ናይ ክሽነ መሳርህታት (ንኣብነት ሹካን ማንኪያን፣ ቾፕስቲክ) ምጥቃም ከምኡውን ካብ ክፉት ኩባያ ምስታይ
- ካባኹም ርሒቖም ግዜ ምሕላፍ፣ ብሓለይቲ ዓበይቲ ሰባት ኽንክን ኽግበረሎም ከም ዝኽእሉ ምፍላጥ
ጸወታ፣ ፈጠራን ናይ ምፍላጥ ሃንቀውታን
- ኣብ ፈጠራዊ ጸወታታት ምስታፍ (ንኣብነት ተዋስኦ)
- ምስኣል፣ ምቅብኣ፣ ሕብሪ ምግባር ከምኡውን ምልባቕ
- ምቑጻር፣ ምህናጽን ፓዝል ምስራሕን
- ናይ ዛንታ መጻሕፍቲ ምክፋል፣ ስእልታት ምርኣይ ከምኡውን ብዛዕባ እቶም ገጸ-ባህርያት ምዝርራብ
- ኣብ ከባቢኦም ዘሎ ዓለም ምድህሳስ (ንኣብነት ንተፈጥሮኣዊ ዓለም ተጠንቂቕካ ምጥማት፣ ኣብ ገዛ ምስ ዘሎ ነገራት ድሕንነት ብዘለዎ መገዲ ምጽዋት)
ርክባት ምህናጽን ሓሳብ ንሓሳብ ምልውዋጥን
ምስ ካልኦት ምዃን
- መጻወቲታት ምክፋልን በብተራ ምጽዋትን ምልምምድ
- ከመይ ከም ዝስምዖምን ስለምንታይን ከም ዝኾነን ምስኦም ምዝርራብ
- ንመጻሕፍቲ ዛንታ ብሓባር ምርኣይን ገጸ-ባህርያት እንታይ ከም ዝስምዖም ምዝርራብን ነዚ ንምግባር ጽቡቕ መገዲ እዩ
- ካልኦት እንታይ ይስምዖም ከምዘሎ ምፍላጥ ምጅማር፣ ንኣብነት ዓርክኻ እንተሓዚኑ ምርዳእ
- ንገዛእ ርእሶምን ንኻልኦትን ደረት ክገብሩ ምትብባዕ (ንኣብነት 'ኣይፋል' ብኸመይ ከም ዝብሉ ምፍላጥ)
ሓሳብ ንሓሳብ ምልውዋጥን ቋንቋን
- ደርፍታትን መዝሙራት መዋለህጻናትን ብሓባር ምዝማር
- ብዛዕባ ንጥፈታትን፣ ተመክሮታትን ኣብ ከባቢኦም ዘሎ ዓለምን ብሓጐስ ምስ ኻልኦት ምዝርራብ
- ብንጹር ብምዝራብ ሓገዝ ከም ዘድልዮም ምርኣይ (ብመሰረታዊ እንግሊዝኛ ወይ ብቛንቋ ምልክት)
- ንድፊ ሽሞም ምልላይ (ኣብ ካቦቶም ወይ ጃኬቶም ምእንቲ ኽረኽብዎ)
ምስማዕን ምስታፍን
- ንሓጺር እዋን ኣቓልቦ ምሃብ
- ቀሊል መምርሒታት ምስማዕን ምስዓብን
- ኣጸጋሚ ኣብ ዝዀነሉ እዋን እውን ከይተረፈ ዕዮ ምቕጻልን ነገራት እንተ ተበላሽዩም ከምብሓድሽ ምምላስን
ኣካላዊ ምዕባለ
ኣብ መዓልቲ እንተወሓደ ንሰለስተ ሰዓታት ምንቅስቓስ
- ኣብ መደያይቦ ምድያብን ንታሕት ምውራድን (ሓደ እግሪ ኣብ ሓደ ድዜ፣ ንደገፍ ነቲ መንደቕ ብምጥቃም)
- ምድያብ፣ ምጕያይ፣ ምዝላልን ምጽዋትን
- ዓብዪ ዅዕሶ ምሓዝ (መብዛሕትኡ ግዜ)
- ቀሊል ፐዝላትን ናይ ኢደ-ጥበብ ንጥፈታትን ምግባር፣ ብምቝራጽን ብምጣበቕን ናይ ምትሕሓዝ ዓቕሞም ምጥንኻር
ጥዑይ ልማድታት
- ኣብ ነፍሲ ወከፍ ምሸት ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት ምድቃስ፣ ንቤት ትምህርቲ ንምድላው ኣብ ሰዓትካ ምትሳእ
- ናይ ስክሪን ግዜ ምስቲ ዝምከር መዓልታዊ መጠን ደረት ምግባር (ምኽሪ ርአ)
- ጥዑይ ኣመጋግባ ምብላዕን ሓደሽቲ ምግቢታት ምፍታንን
- ኣብ መዓልቲ ኽልተ ሳዕ ብፍሎራይድ መቦረሺ ስኒ ምሕጻብ (እንተ ወሓደ 7 ዓመት ክሳዕ ዝኾኖም ነዚ ኽትቈጻጸርዎ ኣለኩም)
ብዛዕባ ዕቤት ውሉደይ ዘተሓሳስብ ነገራት እንተሃልዩኒ እንታይ ክገብር ኣሎኒ?
- ብዛዕባ ዕቤት ውላድኩም ትጭነቑ እንተኾይንኩም፣ ምስ ኣላዪ ሕጻናት/መዋእለ ሕጻናት/ቅድመ ቤት ትምህርቲ ጉጅለ፣ ናይ ጥዕና በጻሒ፣ ኣብቲ ኸባቢ ዝርከብ ማእከል ቆልዑ ወይ ማዕከል ስድራቤት ተዘራረቡ።
- ውላድኩም ናይ ዕቤት ምድንጓይ እንተ ሃልይዎ ወይ SEND (እተጠርጠረ ወይ እተረጋገጸ)፣ ቅድሚ ምቕባል ምጅማሮም ምስ ኣላዪ ሕጻናት/መዋእለ ሕጻናት፣ ወይ ናይ ጥዕና በጻሒ/ቅድመ ቤት ትምህርቲ ጉጅለ ብጽቡቕ ተዘራረቡ ከምኡውን ኣብያተ ትምህርቲ ክትመርጹ ከለኹም ድማ ብዛዕባ ዘድልዮም ነገራት ተመያየጡ።
- ንውሉድኩም ምስ ደረጃ ዕቤት ብዝሰማማዕ መገዲ ንገዛእ ርእስኻ ምክንኻን፣ ስምዒታት ምቑጽጻር፣ ማሕበራዊ ኽእለታትን ሓሳብ ንሓሳብ ምልውዋጥን ንምሕጋዝ አብ ናይ መጀመርታ ዓመታቶም ኽትዓዪ ትኽእሉ ኢኹም።
- ብዛዕባ ዝስዕቡ ዝርዝር ሓበሬታ ክተካፍሉ ትደልዩ ትኾኑ፦ ዕቤቶም፣ ድሌቶም፣ እንታይ ከምዘለዓዕሎም፣ እንታይ ጸገማት ኸለዓዕል ከም ዝኽእል፣ ብኸመይ ብዝበለጸ ኸምዝመሃሩ፣ ከምኡውን ኣየኖት ስትራተጂታት ብግቡእ ከምዝዓዪ።
- ንውሉድካ ንዝድግፉ ዅሎም ሰባት እንተላይ ነቲ ሓድሽ መምህሮም፣ ኣገዳሲ ሓበሬታ ከምእተካፍልዎም አረጋግጹ።
ምንጭታት ተወሳኺ ሓገዝ ንዘድልዮም ስድራቤታት፦
ንዓኹም፣ ንውሉድኩምን ንትምህርታዊ ኣቀማምጣኦምን ንምድላው ሓበሬታን ስትራተጂታትን ብምሃብ ክድግፉኻ ዝኽእሉ ብዙሓት ውድባት ኣለዋ፣ እዚ ኸኣ ብዘይ ገለ ጸገም መሰጋገሪ ኸምዝገብሩን ንመጻኢ ኣሳልጦ ንኽረኽቡን ብምድላዉን እዩ።
እዚ ንዝስዕቡ የጠቓልል፦

ምቕባል ምጅማር

ውላድኩም ናብ ቤት ትምህርቲ ዝገብሮ ጉዕዞ ኣብ ገዛ እዩ ዝጅምር።

ኩሎም ቆልዑ ብናባዕሎም ፍጥነት ከምዝምዕብሉን፣ ኩላትና ካብ ውልደት ኣትሒዝና ኸም እንመሃርን ንፈልጥ ኢና። ትምህርቲ ዝጅምሩሉ ግዜ ምስ ኣኸለ፣ ገሊኦም ቆልዑ ካብ ካልኦት ንላዕሊ ሓገዝ የድልዮም እዩ።

ኣብያተ-ትምህርቲ መብዛሕትኦም ቆልዑ ቅድሚ እታ ቐዳመይቲ መዓልቶም ኽመሃሩዎ ዝጽበይዎም ቑልፊ ኽእለታት* ኣለዉ። ነዚኦም ምልምማድ ውሉድካ ናብ መቐበሊ ዝገብሮ ጉዕዞ ብእተኻእለ መጠን ኣወንታዊ ይገብሮ።

ውሉድኩም ድሮ ኣብ መዋእለ ሕጻናት፣ ኣብ ቅድመ ቤት ትምህርቲ፣ ወይ ምስ ኣላዪ ሕጻናት እንተሃልዩ፣ እዞም ሰብ ሞያ እዚኣቶም ድልው ንክኾኑ ምሳኹምን ውሉድኩምን ብሓባር ኽሰርሑ እዮም።

ንውሉድም ብስምዒታውን ብግብራውን መዳይ ትምህርቲ ንኽጅምሩ ድሉዋት ኰይኖም ንኸስምዖም ብምሕጋዝ፣ ዓርሰ ምትእምማንን ናጽነትን ንምህናጽ ኣብ ገዛ ኽትገብሮም እትኽእል ብዙሕ ነገራት ኣለዉ።

*We are calling this document the ‘Starting Reception’ definition. Some people/organisations refer to this as ‘school readiness’.

ውላደይ ንኽዳለዉ ብኸመይ ክሕግዞ እኽእል?

Your child will have lots of new activities and routines to get used to when they start school. There are some things they’ll need to do more independently than they might have before.

Research shows that a child’s relationship with their parents is the most important factor in their development, and there’s a lot you can do at home.

When your child is at home with you or another caregiver, you can practise as a family with fun activities (we’ve included links at the end of this resource).

Some of these skills take time to master, so it’s good to introduce them gradually as part of your daily routine.

ውላደይ ተወሳኺ ሓገዝ ዘድልዮ እንተዀይኑኸ?

If your child needs additional support to settle into Reception, make sure you share as much information as possible with their new teacher. They can work with you to find strategies to support your child.

Summer born children, or those speaking English as an additional language (EAL) may need more support.

If you know or suspect your child has special educational needs (SEND), developmental differences or delays, some of these skills may not be achievable for them at this point.

Early support makes a big difference – ask your child’s nursery, school, health visitor, local children’s centre or family hub for help.

ሓገዝ ንምርካብ ምስ መን ክዘራረብ እኽእል?
ኩሎም ቆልዑ ብዛዕባ Starting Reception ምትእምማንን ሓጐስን ምእንቲ ኽስምዖም ካብ ዝኣምኑዎም ዓበይቲ ሓገዝ የድልዮም እዩ።

Your childminder/nursery/pre-school team or your health visitor, children’s centre or family hub can help if you need more information.

We’ve also put together a list of organisations and resources further down to help you and your child get ready together.

The definition: skills to practice before starting Reception

New skills take time to learn. Practicing at home will help your child move into school more easily and with confidence.

እናዓበየ ዝኸይድ ናጽነት

ንገዛእ ርእሶም ምኸንኻን

Putting on/taking off their coat and shoes

Using the toilet and washing their hands

Getting dressed with little help, e.g. after using the toilet or doing PE

Using cutlery (e.g. fork and spoon, chopsticks) and drinking from an open cup

Spending time away from you, learning they can be looked after by caring adults

ጸወታ፣ ፈጠራን ናይ ምፍላጥ ሃንቀውታን

Taking part in imaginative play (e.g. role play)

Drawing, painting, colouring and sticking

Counting, building and doing puzzles

Sharing story books with caregivers, looking at pictures and talking about the characters

Exploring the world around them (e.g. looking closely at the natural world, noticing numbers, patterns and shapes, playing safely with objects at home)

ርክባት ምህናጽን ሓሳብ ንሓሳብ ምልውዋጥን

ምስ ካልኦት ምዃን

Practising sharing and taking turns with toys

Talking to them about how they are feeling and why

Looking at story books together and speaking about what characters are feeling is a good way to do this

Beginning to recognise what others are feeling, e.g. understanding if a friend is sad

Encouraging them to set boundaries for themselves and others (e.g. knowing how to say ‘no’)

ሓሳብ ንሓሳብ ምልውዋጥን ቋንቋን

Singing along with songs and nursery rhymes

Talking happily to others about activities, experiences and the world around them

Showing they need help by speaking clearly (in basic English or sign language)

Recognising the pattern of their name (so they can find it on their coat peg or jacket)

ምስማዕን ምስታፍን

Paying attention for short periods of time

Listening to and following simple instructions

Carrying on with a task even when it’s difficult and bouncing back if things go wrong

ኣካላዊ ምዕባለ

ኣብ መዓልቲ እንተወሓደ ንሰለስተ ሰዓታት ምንቅስቓስ

Walking up and down steps (one foot at a time, using the wall for support)

Climbing, running, jumping and playing

Catching a large ball (most of the time)

Doing simple puzzles and craft activities, strengthening their grip with cutting and sticking

ጥዑይ ልማድታት

Going to bed around the same time each night, waking up in time to get ready for school

Limiting screen time to the recommended daily amounts (see advice)

Eating a healthy diet and trying new foods

Brushing their teeth with fluoride toothpaste twice a day (you’ll need to supervise this until they are at least 7)

ብዛዕባ ዕቤት ውሉደይ ዘተሓሳስብ ነገራት እንተሃልዩኒ እንታይ ክገብር ኣሎኒ?

If you're worried about your child's progress, talk to your childminder/nursery/pre-school team, health visitor, local children's centre or Family Hub.

If your child has developmental delays or SEND (suspected or confirmed), speak to their nursery, childminder, or health visitor/nursery/pre-school team well before they start Reception and discuss their needs when you are selecting schools.

You can work with your child’s early years setting to help your child with self-care, managing emotions, social skills and communication in a way that suits their stage of development.

You might want to share details about: their development, needs, what motivates them, what might trigger difficulties, how they learn best, and what strategies work well.

Make sure you share important information with everyone supporting your child, including their new Reception teacher.

ምንጭታት ተወሳኺ ሓገዝ ንዘድልዮም ስድራቤታት፦

ንዓኹም፣ ንውሉድኩምን ንትምህርታዊ ኣቀማምጣኦምን ንምድላው ሓበሬታን ስትራተጂታትን ብምሃብ ክድግፉኻ ዝኽእሉ ብዙሓት ውድባት ኣለዋ፣ እዚ ኸኣ ብዘይ ገለ ጸገም መሰጋገሪ ኸምዝገብሩን ንመጻኢ ኣሳልጦ ንኽረኽቡን ብምድላዉን እዩ።

እዚ ንዝስዕቡ የጠቓልል፦

ናብራ ስድራቤት

ዘረባን ቛንቛን UK

Dingley’s Promise

KIDS

እናዓበየ ዝኸይድ ናጽነት
እናዓበየ ዝኸይድ ናጽነት
- ንወለዲ ዝኸውን 'ንቤት ትምህርቲ ድሉው ኩን' ዝብል ናይ Parentkind ናይ ኢንተርነት ምኽሪ ማእከልን መጽሔትን ርአዩ፦
- ውሉድኩም ንምቕባል ንኽዳለዉ ብዝሕግዙ 5 ምኽርታት Family Corner ተደሰቱ፦
- መምርሒ ንወለድን ክኢላታትን፦
- ንመዓልታዊ ናይ ኣተዓባብያ ቅጽበታት ንምድጋፍ ምኽርን ንጥፈታትን ንምርካብ ብናጻ EasyPeasy ሞባይል መተግበሪ ኣውርዱ፦
ንገዛእ ርእሶም ምኸንኻን
ምልማድ ሽንቲ ቤት
- ምኽሪን ጠቓሚ ሓበሬታን ብዛዕባ ምልማድ ሽንቲ ቤት - The Institute of Health Visiting
- ቀሊልን ደጋፊን ምኽሪ ምልማድ ሽንቲ ቤት - ERIC
- ምልማድ ፖቲን ምሽናን ኣብ ዓራትን - NHS
- Pants4School - Down Syndrome UK
ምጽዋት፣ ፈጠራን ናይ ምፍላጥ ሃንቀውታን
- ብምሃብን ምቕባልን አቢልካ አዕምሮ ንምህናጽ 5 ደረጃታት፦
- ሓደ ቆልዓ ኣብ ጸወታ ዘለዎ ተገዳስነት ብኸመይ ከም እትከታተል፦
- ምስ ውላድኩም ብኸመይ ተዋስኦ ከም እትጻወቱ፦
- ምስ ውላድኩም ብኸመይ ተዋስኦ ከም እትጻወቱ፦
- ብስእሊ ምስራሕ ሓሳቦም ኣንቅሕዎ - BBC Tiny Happy People
- ምልክት ምስራሕ (mark-making) እንታይ እዩ፣ ንትምህርቲኸ ስለምንታይ ኣገዳሲ እዩ? - PACEY
- ኣብ መዓልቲ መጻሕፍቲ ዓለም መጻሕፍቲ ታሪኽ ምክፋል - BBC Tiny Happy People
- ናይ ተፈጥሮ ንጥፈታት ንህጻናት - BBC Tiny Happy People
- ኣብ ኣውቶቡስ እናተማሃሩ ምዝናን - BBC Tiny Happy People
- “እዚ ድምጺ እንታይ እዩ?” ዝብል ጸወታ ተጻወቱ - BBC Tiny Happy People
- ንውላድኩም ኣብ ሒሳብ ዝበለጸ መጀመርታ ሃብዎ - ECMG
- ንውላድኩም ብሒሳብ ንምሕጋዝ ዝሕግዙ ዕለታዊ ንጥፈታት - ECMG
- “ሽዱሽተ ስቡሓት ሶሴጅ” ናይ ቁጽሪ ደርፊ - BBC
ርክባት ምህናጽን ሓሳብ ንሓሳብ ምልውዋጥን
- እዞም ኽእለታት እዚኦም ኣብ ግዜ ቝልዕነት ብኸመይ ከም ዝምዕብሉ ይገልጽ፦
- ብሓባር ታሪኻት ንምስትምቓር ዝበለጹ ምኽርታትን ንትምህርቲ ቤት ምጅማር ዝምችኡ መጻሕፍቲ ምኽርን - BookTrust
ምስ ካልኦት ምዃን
- ንውላድኩም ከመይ ገይሩ ዓርኪ ንኽገብር ከም ትሕግዝዎ ተማሃሩ - Family Corner
- ማሕበራዊ ምዕባለ ውላድኩም ተረድኡ - Words for Life
- ብመጻወቲ ነገራት ምክፋል ተለማመዱ - BBC Tiny Happy People
ሓሳብ ንሓሳብ ምልውዋጥን ቋንቋን
- ንስኻ ቀዳማይ መምህር ውላድካ ኢኻ – ስሙ ከመይ ገይሩ ከም ዝጽሕፍ ንኽመሃር ሓግዞ - Words for Life
- ብዛዕባ ምምሃርን ምዕባለን ቋንቋ ዝተፈላለዩ ኣገባባት መርምሩ - NHS Start for Life
- ብሓባር ታሪኻት ብምፍጣር ምህዞ ሓሳብን ቋንቋን ውላድኩም ኣዕብዩ - BBC Tiny Happy People
- መርመራ ምዕባለ ህጻን - Speech & Language UK
ምስማዕን ምስታፍን
ጥዑይ ልማድታት
“ጥዕናዊ” ደረጃ ናይ screen time እንታይ ምዃኑ ብዕድመ ተረድኡ
- መምርሒ ዓለም ለኻዊ ውድብ ጥዕና ብዛዕባ screen time ን ኣካላዊ ንቕስቓሴ - WHO
- ንዝበለጸ ጥዕናዊ screen time ምኽርታት - Health Professionals for Safer Screens
ብዛዕባ ደህንነት ኢንተርነት፣ screen use ኣብ ንኣሽቱ ህጻናት ዘለዎ ጽልዋን ዝምከር screen time ኣመልኪቱ ሓበሬታ ረኸቡ
ንኣዝዮም ንኣሽቱ ህጻናት ዘለዎም ወለዲ፣ NCT ንህጻናትን toddlersን ምኽሪ ይህብ፡
ህጻናት ምስ ምግቢ ጽኑዕ ዝምድና ንኽህልዎምን ካብ መጀመርታ ቅኑዕ ምርጫ ንኽገብሩን ሓግዝዎም
- መምርሒ ስነ-ምግቢ - Department for Education
- ዝበለጸ ጥዕና ዘለወን ስድራቤታት - NHS
- ደቅኹም ዓመት ምሉእ ጥዕናዊ ምግቢ ንኽበልዑ ንምሕጋዝ ሓሙሽተ ምኽርታት - BBC Tiny Happy People
- ጽቡቕ ኣመጋግባ - First Steps Nutrition Trust
- ንጥዕናዊ ኣመጋግባ ህጻናት ሓበሬታ ዝሓዘ ወረቐት - Association of UK Dieticians
ምብራሽ ስኒ
መምርሒ ድቃስ

እናዓበየ ዝኸይድ ናጽነት

እናዓበየ ዝኸይድ ናጽነት

Online advice hub and magazine for parents: 'Be School Ready' - Parentkind

ውሉድኩም ንምቕባል ንኽዳለዉ ብዝሕግዙ 5 ምኽርታት Family Corner ተደሰቱ፦

መምርሒ ንወለድን ክኢላታትን፦

ንመዓልታዊ ናይ ኣተዓባብያ ቅጽበታት ንምድጋፍ ምኽርን ንጥፈታትን ንምርካብ ብናጻ EasyPeasy ሞባይል መተግበሪ ኣውርዱ፦

ንገዛእ ርእሶም ምኸንኻን

ምፍልላይ ዝቐለለ ኽትገብሮ እትኽእል ብኸመይ ኢዩ?

ክዳን ተኸዲንኩም ንቲ መዓልቲ ምድላው፦

ንመዓልቲ ምድላው - BBC Tiny Happy People

ምልማድ ሽንቲ ቤት

ምኽሪን ጠቓሚ ሓበሬታን ብዛዕባ ምልማድ ሽንቲ ቤት - The Institute of Health Visiting

ቀሊልን ደጋፊን ምኽሪ ምልማድ ሽንቲ ቤት - ERIC

ምልማድ ፖቲን ምሽናን ኣብ ዓራትን - NHS

Pants4School - Down Syndrome UK

ምጽዋት፣ ፈጠራን ናይ ምፍላጥ ሃንቀውታን

5 steps for brain building through serve and return - Center on the Developing Child at Harvard University

ሓደ ቆልዓ ኣብ ጸወታ ዘለዎ ተገዳስነት ብኸመይ ከም እትከታተል፦

ምስ ውላድኩም ብኸመይ ተዋስኦ ከም እትጻወቱ፦

ምስ ውላድኩም ብኸመይ ተዋስኦ ከም እትጻወቱ፦

ብስእሊ ምስራሕ ሓሳቦም ኣንቅሕዎ - BBC Tiny Happy People

ምልክት ምስራሕ (mark-making) እንታይ እዩ፣ ንትምህርቲኸ ስለምንታይ ኣገዳሲ እዩ? - PACEY

ኣብ መዓልቲ መጻሕፍቲ ዓለም መጻሕፍቲ ታሪኽ ምክፋል - BBC Tiny Happy People

ናይ ተፈጥሮ ንጥፈታት ንህጻናት - BBC Tiny Happy People

ኣብ ኣውቶቡስ እናተማሃሩ ምዝናን - BBC Tiny Happy People

“እዚ ድምጺ እንታይ እዩ?” ዝብል ጸወታ ተጻወቱ - BBC Tiny Happy People

ንውላድኩም ኣብ ሒሳብ ዝበለጸ መጀመርታ ሃብዎ - ECMG

ንውላድኩም ብሒሳብ ንምሕጋዝ ዝሕግዙ ዕለታዊ ንጥፈታት - ECMG

“ሽዱሽተ ስቡሓት ሶሴጅ” ናይ ቁጽሪ ደርፊ - BBC

ርክባት ምህናጽን ሓሳብ ንሓሳብ ምልውዋጥን

እዞም ኽእለታት እዚኦም ኣብ ግዜ ቝልዕነት ብኸመይ ከም ዝምዕብሉ ይገልጽ፦

ብሓባር ታሪኻት ንምስትምቓር ዝበለጹ ምኽርታትን ንትምህርቲ ቤት ምጅማር ዝምችኡ መጻሕፍቲ ምኽርን - BookTrust

ምስ ካልኦት ምዃን

ንውላድኩም ከመይ ገይሩ ዓርኪ ንኽገብር ከም ትሕግዝዎ ተማሃሩ - Family Corner

ማሕበራዊ ምዕባለ ውላድኩም ተረድኡ - Words for Life

ብመጻወቲ ነገራት ምክፋል ተለማመዱ - BBC Tiny Happy People

ሓሳብ ንሓሳብ ምልውዋጥን ቋንቋን

ንስኻ ቀዳማይ መምህር ውላድካ ኢኻ – ስሙ ከመይ ገይሩ ከም ዝጽሕፍ ንኽመሃር ሓግዞ - Words for Life

ብዛዕባ ምምሃርን ምዕባለን ቋንቋ ዝተፈላለዩ ኣገባባት መርምሩ - NHS Start for Life

ብሓባር ታሪኻት ብምፍጣር ምህዞ ሓሳብን ቋንቋን ውላድኩም ኣዕብዩ - BBC Tiny Happy People

መርመራ ምዕባለ ህጻን - Speech & Language UK

ምስማዕን ምስታፍን

ነቲ “walk and talk” መስመር ተኸተሉ - National Literacy Trust

በዞም ጸወታታት ኣብ ገዛ ናይ ቋንቋን ምስማዕን ክእለት ተለማመዱ – ብካርቶን ቴሌስኮፕ ምጽዋት - BBC Tiny Happy People

በዞም ጸወታታት ኣብ ገዛ ናይ ቋንቋን ምስማዕን ክእለት ተለማመዱ – “ቀይሕ መብራህቲ፣ ሓምላይ መብራህቲ” ጸወታ - BBC Tiny Happy People

ኣካላዊ ምዕባለ

ን3 ሰዓታት ኣብ መዓልቲ ንቕስቓሴ ምግባር - NHS

ንውላድኩም ጥዕናዊ ንቕስቓሴ ዝገብር ህጻን ንክኸውን ደግፉ - Youth Sport Trust

“Core strength” እንታይ እዩ፣ ንህጻናትከ ስለምንታይ ኣገዳሲ እዩ? - Department for Education

ንኽንቀሳቐሱ ዘዘናግዑ ጸወታታት - BBC

ጥዑይ ልማድታት

“ጥዕናዊ” ደረጃ ናይ screen time እንታይ ምዃኑ ብዕድመ ተረድኡ

መምርሒ ዓለም ለኻዊ ውድብ ጥዕና ብዛዕባ screen time ን ኣካላዊ ንቕስቓሴ - WHO

ንዝበለጸ ጥዕናዊ screen time ምኽርታት - Health Professionals for Safer Screens

ብዛዕባ ደህንነት ኢንተርነት፣ screen use ኣብ ንኣሽቱ ህጻናት ዘለዎ ጽልዋን ዝምከር screen time ኣመልኪቱ ሓበሬታ ረኸቡ

ሓገዝ ንናይ early years ኣቕረብቲ፡ ደህንነት ኢንተርነት - Department for Education

ንኣዝዮም ንኣሽቱ ህጻናት ዘለዎም ወለዲ፣ NCT ንህጻናትን toddlersን ምኽሪ ይህብ፡

Screen time ንህጻናትን toddlersን - NCT

ህጻናት ምስ ምግቢ ጽኑዕ ዝምድና ንኽህልዎምን ካብ መጀመርታ ቅኑዕ ምርጫ ንኽገብሩን ሓግዝዎም

መምርሒ ስነ-ምግቢ - Department for Education

ዝበለጸ ጥዕና ዘለወን ስድራቤታት - NHS

ደቅኹም ዓመት ምሉእ ጥዕናዊ ምግቢ ንኽበልዑ ንምሕጋዝ ሓሙሽተ ምኽርታት - BBC Tiny Happy People

ጽቡቕ ኣመጋግባ - First Steps Nutrition Trust

ንጥዕናዊ ኣመጋግባ ህጻናት ሓበሬታ ዝሓዘ ወረቐት - Association of UK Dieticians

ምብራሽ ስኒ

Toothbrushing SOS ምስ ደራፊ ሓኪም ስኒ - BBC Tiny Happy People

መምርሒ ድቃስ

ድቃስን ንኣሽቱ ህጻናትን - NHS

ህጻናት ንድቃስ ምድላው የሸግረኩም ድዩ?፡ ከመይ ጌርካ ናይ ለይቲ ልምዲ ትፈጥር - BBC Tiny Happy People

Royalty-free illustrations
Click here to download all the images in a zip file. Alternatively click on an image below to open the full-size version, then right-click and choose 'Save Image As'.

Cartoon of a parent and child on their way to school -
Cartoon of a parent and child -
Cartoon of a child singing using a wooden spoon as a pretend microphone -
Cartoon of a child eating soup while a small dog watches -
Cartoon of a child and cat building blocks -
Cartoon of a child brushing teeth -
Cartoon of a child holding a toy mouse playing hopscotch -
Child and parent reading together -
Child putting on their socks with parent supporting them
Free marketing assets
The Starting Reception A5 flyer
An editable Starting Reception poster
A QR code and template copy for emails and webpages
Starting Reception social media assets
Download the Starting Reception social media assets. The document also comes with instructions.
How to share Starting Reception with families
For nurseries, pre-schools, childminders and other early years settings
- Share ምቕባል ምጅማር with families on your website, in emails, newsletters and on social media. National offer day in April each year is a great opportunity to promote Starting Reception.
- Display our Starting Reception poster in your setting or create your own using our ready-made QR code.
- Print the definition (you can even add your own logo) and hand out copies to families during transition meetings and/or when children first join the pre-school room.
- Watch the 60-minute webinar and discover top tips to help strengthen your school readiness.
For schools
- Link to ምቕባል ምጅማር on your school website (e.g. on your admissions page).
- Include a link to ምቕባል ምጅማር in email communications to new families and on your social media channels.
- Print the definition (you can even add your own logo) and hand out copies to families on open days, during welcome evenings, transition visits etc...
- Display our Starting Reception poster in your school or create your own using our ready-made QR code.
- Discuss Starting Reception with feeder nurseries to align expectations and to increase awareness of any families who may be at risk and need extra support.
- Watch the 60-minute webinar and discover top tips to help strengthen your school readiness.
For local authorities
- Share ምቕባል ምጅማር with colleagues – health, education, social care, libraries...everyone has a role to play in helping to set clear expectations to families.
- Share ምቕባል ምጅማር with schools and early years settings by email and in meetings.
- Include a link to ምቕባል ምጅማር on the admissions pages of your website and in admissions emails.
- Print the definition (you can even add your own logo) and make copies available through schools, early years settings, family hubs, GPs and health visiting teams.
- Promote ምቕባል ምጅማር on your social media channels.
- Watch the 60-minute webinar and discover top tips to help strengthen your school readiness.
Guidance on setting clear expectations with parents
For practitioners in early years settings
For educators in schools
Bonus Starting Reception resources to share with families
Activity Guide
Fun activity ideas to try at home to get your child ready for school.
Things I'm learning to do
Use the Starting Reception Things I'm learning to do template to encourage your child's efforts when practising the Starting Reception skills at home.
Examples of practice
Local Authorities
Find out more about how local authorities like Doncaster, Lincolnshire and Newcastle are using the Starting Reception definition here.
Schools
Find out more about how schools in Kemnal and Oasis Multi Academy Trusts are using the Starting Reception definition here.
Nurseries
Find out more about how nurseries like Ark Start are using the Starting Reception definition here.