Early Years Toolkit
Free, ready-to-use assets and messaging to promote The Potty Training Guide so that babies and children can be out of nappies between 18 and 30 months.
Making the most of the Potty Training Guide
In this section, find information specifically for professionals working in early years settings, schools and local authorities. All content is free to use and publish.
This guide has been produced in several different languages. Use the tab at the top of the page to find your required language.
For further guidance and support with preparing children for their first day at school, explore and download the free Starting Reception resources.
Using the Guide in your setting
Download the free Potty Training Guide
Adapt the Potty Training Guide for your organisation
To support organisations in using the Guide you can download an editable version and add your logo to the front cover. Please do not change the existing Guide.
How to personalise the Guide:
To add your logo to the PDF: We have left space for your logo on the front cover of the Guide in the top right corner.
- Download the document
- Open it in any PDF editing software
- Drag your logo onto the top right hand corner
Support with PDF editing software:
ILovePDF (ilovepdf.com) is a free online pdf editor that doesn’t require registration. It's easy to use, simply:
- Click ‘select PDF file’
- Upload the Potty Training Guide that you downloaded from this website
- To add your logo: select ‘Add Image’, choose your organisation logo and position/resize it in the online editor
- Click ‘Edit PDF’
- Choose ‘Download PDF’
Content from the Potty Training Guide which is easy to copy and paste
መምርሒ ስልጠና ባዞ
ንውሉድኩም መዓዝን ብኸመይን አጠቓቕማ ባዞ ከም እተሰልጥንዎ ዝሕብር ሓድሽ ብመንግስቲ ዝድገፍ መምርሒ
Potty training is an important milestone in your child's development. We understand that all children develop at their own pace, but research shows it's best for your child's bowel and bladder health to stop using nappies, including reusable nappies, pull-ups and training pants, between 18 and 30 months.
It's really important that children are out of all nappies well in advance of starting Reception year in school. The only exception should be children with a diagnosed medical need, such as a bladder or bowel condition.
Being out of nappies not only helps children to feel confident, healthy and part of the group, it also means teachers can spend more time teaching and supporting children's development in other ways.
መዓዝ ከምዝጅምር ብኸመይ ይፈልጥ?
ዳርጋ ዅሎም ቆልዑ ብግቡእ ደገፍ ጽሩይን ንቑጽን ኪዀኑ ክመሃሩ ይኽእሉ እዮም፣ እንተላይ ፍሉይ ትምህርታዊ ድሌትን ስንክልና ዘለዎምን ቆልዑ (SEND)። ናይ ህዋሳት ድሌታት ዘለዎም ቆልዑ ተወሳኺ ግዜን ደገፍን የድልዮም ይኸውን።
ናይ ባዞ ስልጠና ከም ናይ ሓደ ግዜ ፍጻመ ዘይኰነስ ከም መስርሕ ክርአ ኣለዎ። እዚ ድህሪ ግዜ እዩ ዝኸውን ከምኡውን ቆልዑ ድማ ብርእሶም ኮፍ ክብሉ ኻብ ዝኽእሉሉ እዋን ኣትሒዞም ኣብ ባዞ ወይ ሽቓቕ ኮፍ ክብሉ ይኽእሉ እዮም።
Research shows it's best for your child's bowel and bladder health to stop using nappies between 18 and 30 months. Even if your baby or child has SEND, you don't need to wait to start toilet training.
ናይ ሽቓቕ ስልጠና ብዛዕባ ክእለታት ምምሃር እዩ፣ እዚኦም ድማ ብተወሳኺ ሓገዝ ን/ወይ ብንጹር ልማድ ክትመሃሮም ትኽእል እዮም። ንነዊሕ እዋን ብእተጸበኹም መጠን፣ ውሉድኩም ነቲ ሓድሽ ልማድ ንክመሃርን ብዘይ ጨርቂ ሽንቲ ዓርሰ ምትእምማን ንኽስምዖን ይኸብዶ።
ገሊኦም ቆልዑ ናፕሲ ምጥቃም ዘቋርጹሉ ግቡእ ግዜ ምዃኑ ዝሕብር ምልክታት የርእዩ እዮም። ንኣብነት፣ መዓዝ ከምዝሸኑ ኽፈልጡን ኽነግሩኹምን ይኽእሉ እዮም፣ እቲ ኣብ መንጎ ዝሸንሉ ግዜታት ዘሎ ክፍተት ከኣ እንተ ወሓደ ሓደ ሰዓት ክኸውን ይኽእል እዩ። ይኹን እምበር ብዙሓት ቆልዑ ንጹር ምልክታት ኣየርእዩን እዮም ከምኡውን መብዛሕትኦም ከኣ ጨርቂ ሽንቲ ምግባር ኸቋርጹ ኣይሓትቱን እዮም፣ ብፍላይ ንቑጽ ኰይኑ ኸም ዝስምዖም ዝተገብሩ ናይ ሃደ ግዜ ጨርቂ ሽንቲ ወይ መጎተት ዝኽደኑ እንተ ዀይኖም።
ውሉድኩም ድርቀት ከብዲ ከምዘይብሉ ኣረጋግጹ – ኣዘውቲሮም (እንተ ወሓደ ኣብ ነፍሲ ወከፍ መዓልቲ) ልስሉስ ሰገራ ኽኣለዎም። ውላድኩም ሕማም ድርቀት ክህልዎ ይኽእል እዩ ኢልኩም ትሓስቡ እንተኾይንኩም፣ ቅድሚ ጨርቂ ሽንቲ ምቑራጽኩም ኣብዚ መዳይ እዚ ሓገዝ ክትረኽቡ ኣገዳሲ እዩ።
ትፈልጡዶ?
- Every year, £400 is spent by British families on nappies and wipes alone - potty training earlier would save you all of that.
- Around 3 billion disposable nappies end up in UK landfill sites each year - each one can take up to 500 years to decompose
- More than £60m is spent per year by UK local authorities ናይ ባዞ ስልጠና ንኣከባብያዊ ጽልዋ ንምቕናስ ይሕግዝ።
ምድላው
For many children, it's helpful to bypass the potty altogether and focus on using the toilet (with an appropriate seat, step and rails) instead. Not only does this get the child used to the environment of the bathroom for toileting, but it also helps to remove an additional transitional step by removing the need to then go from potty to toilet.
እንተዀነ ግን ብባዞ ኽትጅምሩ ወይ ብቀጥታ ናብ ሽቓቕ ኽትከዱ እንተ መሪጽኩም፣ ውሉድኩም ሽንት ጨርቂ ምኽዳን ንኸቋርጽ ንምሕጋዝ ክትገብርዎም እትኽእልዎም ብዙሕ ነገራት ኣለዉ። ውሉድኩም ብዘይ ሓገዝ ኮፍ ምባል ምስከአለ ቀልጢፍኩም ኽትዳለዉ ትኽእሉ ኢኹም።
1. እቲ ጨርቂ ሽንቲ ምስ ጠልቀየ ወይ ምስ ረከሰ ቐልጢፍኩም ቐይርዎ
እዚ ኸኣ ንውሉድኩም ጽሩይን ንቑጽን ክኸውን ጥዑይ ምዃኑ የምህሮ። ትኽእሉ እንተኾይንኩም፣ ነቲ ጨርቂ ሽንቲ ኣብ ሽቓቕ ቀይርዎ፣ እዚ ኸኣ ሽንትን ሰገራን ምስ ሽቓቕ ንኸተሓሕዝዎ ይሕግዞም።
2. ንውሉድኩም ገለ ኻብቲ ዝርከብ ዓበይቲ መጻሕፍቲ ባዞ ምስ
ውሉድኩም ብምንባብ፣ ነቲ ዚፈትውዎ ባምቡላ ወይ መጻወቲ 'ተራ' ንኽገብር ብምሕጋዝ ድሕሪኡ ባዕሎም ኮፍ ክብሉ ብምትብባዕ ምስ ባዞ ወይ ሽቓቕ ኣፋለጥዎም።
3. ስሩዕ ናይ ባዞ ወይ ሽቓቕ ኮፍ ምባል ስልጠና ሓንሳእ ናብ ባዞ ወይ
can begin once they have been introduced to the potty or toilet, building up to several times a day.
4. ጥዑይ ኣመጋግባን ፈሳሲ ምውሳድን ኣተባብዑ
ንውሉድኩም ንባዞ ስልጠና ከቢድ ኽገብሮ ዝኽእል ድርቀት ንምውጋድ ዝሕግዝ ፋይበር (አብነት ፍረታት፣ ኣሕምልትን ቡናዊ እንጀራን፣ዳቦ) ዘጠቓልል ኣመጋግባ ሃቡ።
5. ኣብ መዓልቲ ብማዕረ ዝዝርጋሕ ካብ 6-8 ዝኾን መስተታት
ብዝመቓቐል ብዙሕ ማይ ስተዩ። ምግቢ ኽጅምሩ ከለዉ፣ ኣብ ኩባያ ማይ ሃብዎም።
ናይ ጉጅለ ጻዕሪ እዩ
ውሉድኩም ድሮ ኣብ መዋእለ ሕጻናት፣ ቅድመ ቤት ትምህርቲ፣ ምስ ኣላዪ ሕጻናት ወይ ከኣ ብእኖሓጎታትን አቦሓጎታትን፣ ፈተውት ወይ ካልኦት ስድራቤት ኣዘውቲሩ ክትትል ዝግበረሉ እንተዀይኑ፣ ምሳታቶም ተዘራረቡ እሞ ንጕዕዞ ናይ ባዞ ስልጠና ንምድጋፍ ብኸመይ ብሓባር ከም እትዓዪ ተመያየጠሉ።
ኩላትኩም ክትወስድዎ እትኽእሉ ስጕምትታት ተሰማምዑ እሞ ንዓኹምን ንደቅኹምን ክድግፉኹም ድማ ሕተቶም። ብዙሕ መተካእታ ኽዳውንቲ አቕርቡ ከምኡውን ውሉድካኩም ባዞ ወይ ሽቓቕ ኽጥቀም ከምዘድልዮ ዝሕብር ዝዀነ ይኹን ዘስተውዓልኩምዎ ምልክታት ድማ ንገርዎም። እዚ ወጥነት እዚ ውሉድኩም ብቕልጡፍ ንኽመሃር ክሕግዞም እዩ።
እንታይ የድልየኒ?
- ናይ ባዞ (ወይ ካብ ሓደ ዝበዝሕ) ን/ወይ ናይ ሽቓቕ ስልጠና ኮፍ መበሊ ከምኡውን ኣእጋሮም ንምድጋፍ ሓደ መደያይቦ ደረጃ። እቲ መደያይቦ ኣብ ሽቓቕ ኮፍ ኽብል ከሎ ሃፍ ዝበለ ኪኸውን ኣለዎ፣ ኣብራኽ እቲ ቆልዓ ኻብ ምሕኵልቱ ልዕል ንኽብል።
- ስረ ወይ እንደገና ኽትጥቀመሉ ዝኽእል ጨርቂ ስረ ስልጠና።
ብሉጽ ምኽርታት
- ኣብ መሕጸቢ ነብሲ ኣብ ባይታ ደው ኢልኩም (ውሉድኩም ብርእሱ ደው ክብል ምስ ከኣለ) ጨርቂ ሽንቲ ቐይሩሉ ኣብቲ መስርሕ ድማ አሳትፍዎም (ንኣብነት ሰገራ ምሕጻብ/ማይ ምድፋእ፣ ኢድ ምሕጻብ፣ ስረን መጎተትን ምድፋእን ንድሕሪት ምስሓብን)።
- ስሩዕ ጨርቂ ሽንቲ ዘይብሉ ግዜ ሃቡ። ብዘይ ሓደጋ፣ ካብ ጨርቂ ሽንቲ ናጻ ብናይ ምዃን ስምዒት ምእንቲ ኽሕጎሱ ሽንትን ሰገራን ድሕሪ ምውድኦም ነዚ ፈትንዎ። ጽሩይን ንቑጽን ምእንቲ ክኾኑ ነቲ ጨርቂ ሽንቲ ድሕሪ ፍርቂ ሰዓት ኽገብርዎ ሓግዝዎም።
- ብዛዕባ ሽንትን ሰገራን ብጭቡጥ መገዲ ተዘራረቡ።
- ነቲ ሽቓቕ ንውሉድኩም ምቹው ከምዝኸውን ግበሩ፣ ብፍላይ ውሉድኩም ናይ ህዋሳት ጸገም እንተ ሃልይዎም። ንኣብነት፣ ውሉድኩም እቲ ኣብ ሽቓቕ ዝስማዕ ድምጺ ማይ ኣዝዩ ኸቢድ ኰይኑ እንተረኺብዎ፣ ኣብ ሽቓቕ መከላኸሊ እዝኒ ክትጥቀሙ ፈትኑ።
- ገሊኦም ቆልዑ ንሽታታት ሽቓቕ ተዓፋፊ ክኾኑ ይኽእሉ እዮም። ኣብ ሽቓቕ ፔፐርሚንት፣ ላቬንደር ወይ ለሚናት ክትጥቀሙ ፈትኑ።
- ኣብ ክንዲ መትሓዚ ቑልፊ ዘለዎ ስረ(ንኣብነት ጂንስ) ወይ ከኣ ናብ ሽቓቕ ክትከይድ ከለኻ ንምውጻእ ኣጸጋሚ ዝዀነ ጸቢብ ክዳን ብውሽጢ ዘለዎ ቐምሽ ንኽተውጽኦ ቐሊል ዝኾነ ክዳውንቲ (ንኣብነት ጆገር ወይ ለጊንግ) ተትኽደኑ ጽቡቕ ሓሳብ እዩ! ገሊኦም ቆልዑ ጨርቂ ሽንቲ ምጥቃም ምስ ኣቋረጹ ኣብተን ናይ መጀመርታ ሒደት መዓልትታት ካብ ሕቘኦም ንታሕቲ ብዘይ ክዳውንቲ ኺኸዱ እዮም ዝመርጹ።
ጨርቂ ሽንቲ ደው ምባል
ሓንሳእ ምስ ተዳለኹምን ምስ ተለማመድኩምን፣ ኣብ እዋን ቐትሪ ጨርቂ ሽንቲ ምጥቃም ከተቋርጹ ኣለኩም። ንስድራ ቤትኩም ዝምችው ግዜ ምረጹ፣ ህይወት ብተነጻጻሪ ህዱእ ኣብ ዝዀነሉ እዋን፣ ዓብዪ ለውጥታት ወይ ዕንቅፋታት አብዘለየሉ።
ውሉድኩም ንመዓናጡ ወይ ፊኛ ዚጸሉ ከም ድርቀት ወይ ረኽሲ ፊኛ ዝኣመሰለ ናይ ጥዕና ጸገማት እንተ ሃልይዎም፣ ነቲ ጨርቂ ሽንቲ ቅድሚ ምውጋድኩም ነዞም ጸገማት እዚኦም ፍትሑ።
1. እንታይ ይግበር ከምዘሎ ንውሉድኩም ንገርዎም
ንጨርቂ ሽንቲ ይሰናበቱ ኸምዘለዉ ንገርዎም ከምኡውን ባዞ ወይ ሽቓቕ ምጥቃም እንታይ ማለት ምዃኑ ድማ ግለጹሎም።
2. ሕጂ ካብ ጨርቂ ሽንቲ ወጺኦም እዮም፣ ክኸዱ ከም ዘለዎም ዘርእዩ ምልክታት ተመልከቱ እሞ ናብቲ ባዞ ምርሕዎም፦
- ይሸኑ ኸም ዘለዉ ወይ ከኣ ኪሸኑ ኸምዘድልዮም ይነግሩኹም።
- ክጥልቅዩ ወይ ክረሳሑ ከለዉ ይፈልጡን ይነግሩን እዮም።
- ምጭናቕ፣ ስቕ ምባል፣ ወይ ምጽዓር (ገጾም ምስሓብ ኽመስል ይኽእል እዩ)።
ምልክት ምስ ረኣኹም፣ ናብ ባዞ ወይ ሽቓቕ መርሕዎም እሞ ኽፍትኑ ድማ ኣተባብዕዎም። ንውሉድኩም ነቲ ባዞ ብተደጋጋሚ ኽጥቀሙሉ ዘድልዮም እንተዀይኑ ኻብ ምድፍፋዕ ወይ ምሕታት ተቆጠቡ። ኣወዳት ብፍላይ ባዞ ኽስልጥኑ ኸለዉ ኮፍ ኢሎም ክሸኑ ኣተባብዕዎም። ዝያዳ ፍዅስ ንኽብሎም ይሕግዞም፣ ከምኡውን ንሰገራ ኽቕመጡ እንተ ኣድልይዎም እውን ኽኸዱ የተባብዖም እዩ።
ውሉድኩም ሓሳብ ንሓሳብ አብ ምልውዋጥ ሓገዝ እንተኣድልይዎም፣ ናይ Makaton ምልክታት፣ ስእልታት ወይ ምስልታት ሽቓቕ ወዘተ ክትጥቀሙ ትኽእሉ ኢኹም። ውሉድኩም ባዞ ወይ ሽቓቕ ዝጥቀሙሉ ግዜ ኸምዝኣኸለ ንኽግንዘቡ ዝሕግዝ ሃደ ምረጹ።
ብዙሕ ሙገሳን ምትብባዕን ሃቡ!
ንእሽቶ ይኹን ብዘየገድስ፣ ንነፍሲ ወከፍ ፈተነን ዓወትን ኣኽብርዎ። ንውሉድኩም ኣብ ባዞ ወይ ኣብ ሽቓቕ ኮፍ ኢሉ ስለ ዝነበረ አወድስዎ - ዝዀነ ይኹን ሽንቲ ወይ ሰገራ ተወሳኺ/ቦነስ እዩ!
4. ውሉድኩም ሓድሽ ክእለታት ንኽመሃሩ ሓግዝዎ
ንውሉድኩም ታሕተዋይ ክፋሎም ክጸርጉ፣ ሽቓቕ ክሓጽቡ፣ ኣእዳዎም ክሕጸቡ፣ ከምኡውን ናይ ገዛእ ርእሶም ስረ ክመርጹ አምህርዎም። እዚ ኸኣ ኣርሰ ምትእምማንን ናይ ምቍጽጻር ስምዒትን ንምሕናጽ ይሕግዝ። ቆልዑ ምቅባል ኣብ ዝጅምሩሉ እዋን ንገዛእ ርእሶም ክሓጽቡ/ኽጸርጉ ክኽእሉ አለዎም።
5. ቀጻልነት ይሃልወኩም
ሓንሳእ ውሉድኩም ኣብ ቐትሪ ስረ ኽጥቀሙ ምስጀመሩ፣ ቀጻልነት ዘለዎ ምዃን ውሉድኩም ቐልጢፎም ንኽመሃሩ ክሕግዞም ይኽእል እዩ። ንሓደ ቆልዓ ንኣብነት ናብ ደገ ክወጽእ ከሎ ተመሊሱ ኽጥቀም እንተዀይኑ፣ እዚ ዘደናግር ክኸውን ይኽእል እዩ።
ብሉጽ ምኽርታት
- ካብ ጨርቂ ሽንቲ ናብ ስረ ምቕያር ዘይልሙድ ኰይኑ ኽስምዕ ይኽእል። ውሉድኩም እዚ ለውጢ እዚ በዳሂ ዀይኑ ኽስምኦም ዝኽእል ኰይኑ እንተተሰሚዑኩም፣ እተፈላለየ ቅርጽታት፣ ሕብሪታትን ዓለባን ኣማራጺታት ይሃልወኩም።
- ውሉድኩም ንነዊሕ እዋን ኣብ ባዞ ኮፍ ክብል እንተኣጸጊሙዎም፣ ብሓባር መዝሙር ክትዝምሩ ወይ ሓጻር መጽሓፍ ከተንብቡ ፈትኑ። እቲ መዝሙር ወይ መጽሓፍ ክሳዕ ዝውዳእ ኣብቲ ባዞ ወይ ሽቓቕ ንኽጸንሑ ኣተባብዕዎም።
- አብ ሓደጋታት ህድእ በሉ፦ ብሓባር ኣጽርዩ፣ ብዛዕባ ባዞ ወይ ሽቓቕ ብቀሊሉ ኣዘኻኽርዎም እሞ ንቕድሚት ቀጽሉ። ሓደጋ ኸጋጥሞም ከሎ ጫውጫውታ እንተዘይገይርኩም፣ ኣይክጭነቑን ኣይስንብዱን እዮም፣ ኣብ ዝቕጽል ግዜ ድማ ዕዉታት ክዀኑ ይኽእሉ እዮም።
- ክትወጽኡ ከለኹም ድሉው ኩኑ፦ ኣብተን ናይ መጀመርታ እተወሰኑ መዓልትታት ኣብ ገዛኹም ኽትጸንሑ ትኽእሉ እንተኾይንኩም ቀሊል ኰይኑ ኽትረኽብዎ ትኽእሉ፣ ናብ ደገ ኽትከዱ ከለኹም ግና ብዙሕ ቅያሪ ዝኾኑ ክዳውንቲ ኽትማልኡ አለኩም። ናይ ጕዕዞ ባዞን ክሕጸብ ዝኽእል፣ ማይ ዝመጥጥ ኮፍ መበሊ ማኪና ሓጋዚ ዀይኑ ኽትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም።
ኣብ ግዜ ሃጺር ድቃስን ለይትን ካብ ጨርቂ ሽንቲ ናጻ ምዃን
ውሉድኩም ኣብ ቀትሪ እዋን ጨርቂ ሽንቲ ምጥቃም ምስኣቋረጸ፣ ብዛዕባ ናይ ሃጺር ድቃስ ግዜታት ኽትሓስቡ ኣለኩም። ኣብ ግዜ ሃጺር ድቃስ ካብ ጨርቂ ሽንቲ ናጻ ምዃን ንውሉድኩም ለይቲ ንቑጽ ንክኸውን ንምድላው ይሕግዞ።
ቅድሚ ናይ ድቃስ ግዜን ካብ ድቃሶም ምስተበራበሩን ደጊምኩም ሽቓቕ ወይ ባዞ ንኽጥቀሙ ብምትብባዕ ጀምሩ። እቲ ጨርቂ ሽንቲ እንተወሓደ ሓሓሊፉ ንቑጽ ከም ዝዀነ ምስ ኣስተብሃልኩም፣ ኣብ እዋን ድቃስ ምሉእ ብምሉእ ምጥቃም ኣቋርጹ።
ለይቲ ንቑጽ ምዃን መብዛሕትኡ ግዜ ቈልዑ ኣብ መዓልቲ ባዞ ምጥቃም ምስ ስልጠኑ እዩ ዘጋጥም። መብዛሕትኦም ቈልዑ ኣብ 5 ዓመት ዕድሚኦም ለይቲ ንቑጽ ይኾኑ፣ ንገሊኦም ግን ዝነውሐ ግዜ ኽወስድ ይኽእል እዩ።
ንውሉድካ ብለይቲ ንቑጽ ንክኸውን ብዝስዕብ ሓግዞዎም፦
- ኣብ እዋን ድቃስ ሽቓቕ ወይ ባዞ ኸምዝጥቀሙ ኣረጋግጽ፣ ዋላ እውን ጨርቂ ሽንቲ ገይሮም ዝድቅሱ እንተኾነ።
- ቅድሚ ምድቃስ ሓደ ሰዓት ኣቐዲምኩም መስተታት ኣቋርጹ።
- ስሩዕ ናይ ድቃስ ልማድ ይሃልወኩም።
- ንውሉድኩም ኻብ ድቃስ ነቅኒቕኩም ናብ ሽቓቕ ካብ ምውሳድ ተቘጠቡ፣ ከመይሲ እዚ ኣብ እዋን ድቃስ ንኽሸኑ የተባብዖም እዩ።
ውሉድኩም 5 ዓመት ምስ ኰነ ለይቲ እንተዘይነቒጹ፣ ምስ ናይ ጥዕና በጻሒኹም፣ ምስ ኣላዪት ህጻናት ቤት ትምህርቲ ወይ ምስ ሰብ ሞያ ክንክን ጥዕና ተዘራረቡ።
ሓገዝ ንምርካብ ናበይ እየ ክኸይድ ዘለኒ?
ካብ ኣላዪ ሕጻናት፣ ካብ መዋእለ ሕጻናት፣ ካብ ቅድመ ቤት ትምህርቲ ጕጅለ፣ ናይ ጥዕና በጻሕቲ ከምኡውን ካብ ማእከል ቆልዑ ወይ ካብ ማእከል ስድራቤት ሓገዝ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም።
ምስ ናይ ጥዕና ምብጻሕ ጕጅለኹም ኣብ እትገብርዎ ዝዀነ ይኹን ዝርርብ ብዛዕባ ናይ ባዞ ስልጠና ኽትሓትቱ ትኽእሉ ኢኹም። ናይ ጥዕና በጻሒኹም ኣብቲ ናይ 9-12 ወርሒ ናይ ውሉድኩም ገምጋም ጥዕና ብዛዕባ ስልጠና ባዞ ክዛረብ ክትጽበዩ ትኽእሉ ኢኹም።
ብዙሕ ናይ ክኢላታት ምኽሪ ክርከብ ይከኣል እዩ፣ እንተላይ ንስድራቤታት SEND ዘለዎም ቆልዑ።
ሓበሬታን መምርሕን ንምርካብ ኣብዚ ጠውቑ... ካብ ሰብ ሞያ ጥዕና ERIC፣ ናይ ቆልዑ መዓናጡን ፊኛን ግብረ ሰናይ ንዝርከቡ ዝርዝር ጠቓሚ መራኸቢታት፣ ምንጪታትን ምኽርታትን ንምርካብ ንናትና Useful Links ገጽ ብጽሑ።

መምርሒ ስልጠና ባዞ

ንውሉድኩም መዓዝን ብኸመይን አጠቓቕማ ባዞ ከም እተሰልጥንዎ ዝሕብር ሓድሽ ብመንግስቲ ዝድገፍ መምርሒ

Potty training is an important milestone in your child's development. We understand that all children develop at their own pace, but research shows it's best for your child's bowel and bladder health to stop using nappies, including reusable nappies, pull-ups and training pants, between 18 and 30 months.

It's really important that children are out of all nappies well in advance of starting Reception year in school. The only exception should be children with a diagnosed medical need, such as a bladder or bowel condition.

Being out of nappies not only helps children to feel confident, healthy and part of the group, it also means teachers can spend more time teaching and supporting children's development in other ways.

መዓዝ ከምዝጅምር ብኸመይ ይፈልጥ?

ዳርጋ ዅሎም ቆልዑ ብግቡእ ደገፍ ጽሩይን ንቑጽን ኪዀኑ ክመሃሩ ይኽእሉ እዮም፣ እንተላይ ፍሉይ ትምህርታዊ ድሌትን ስንክልና ዘለዎምን ቆልዑ (SEND)። ናይ ህዋሳት ድሌታት ዘለዎም ቆልዑ ተወሳኺ ግዜን ደገፍን የድልዮም ይኸውን።

ናይ ባዞ ስልጠና ከም ናይ ሓደ ግዜ ፍጻመ ዘይኰነስ ከም መስርሕ ክርአ ኣለዎ። እዚ ድህሪ ግዜ እዩ ዝኸውን ከምኡውን ቆልዑ ድማ ብርእሶም ኮፍ ክብሉ ኻብ ዝኽእሉሉ እዋን ኣትሒዞም ኣብ ባዞ ወይ ሽቓቕ ኮፍ ክብሉ ይኽእሉ እዮም።

Research shows it's best for your child's bowel and bladder health to stop using nappies between 18 and 30 months. Even if your baby or child has SEND, you don't need to wait to start toilet training.

ናይ ሽቓቕ ስልጠና ብዛዕባ ክእለታት ምምሃር እዩ፣ እዚኦም ድማ ብተወሳኺ ሓገዝ ን/ወይ ብንጹር ልማድ ክትመሃሮም ትኽእል እዮም። ንነዊሕ እዋን ብእተጸበኹም መጠን፣ ውሉድኩም ነቲ ሓድሽ ልማድ ንክመሃርን ብዘይ ጨርቂ ሽንቲ ዓርሰ ምትእምማን ንኽስምዖን ይኸብዶ።

ገሊኦም ቆልዑ ናፕሲ ምጥቃም ዘቋርጹሉ ግቡእ ግዜ ምዃኑ ዝሕብር ምልክታት የርእዩ እዮም። ንኣብነት፣ መዓዝ ከምዝሸኑ ኽፈልጡን ኽነግሩኹምን ይኽእሉ እዮም፣ እቲ ኣብ መንጎ ዝሸንሉ ግዜታት ዘሎ ክፍተት ከኣ እንተ ወሓደ ሓደ ሰዓት ክኸውን ይኽእል እዩ። ይኹን እምበር ብዙሓት ቆልዑ ንጹር ምልክታት ኣየርእዩን እዮም ከምኡውን መብዛሕትኦም ከኣ ጨርቂ ሽንቲ ምግባር ኸቋርጹ ኣይሓትቱን እዮም፣ ብፍላይ ንቑጽ ኰይኑ ኸም ዝስምዖም ዝተገብሩ ናይ ሃደ ግዜ ጨርቂ ሽንቲ ወይ መጎተት ዝኽደኑ እንተ ዀይኖም።

ውሉድኩም ድርቀት ከብዲ ከምዘይብሉ ኣረጋግጹ – ኣዘውቲሮም (እንተ ወሓደ ኣብ ነፍሲ ወከፍ መዓልቲ) ልስሉስ ሰገራ ኽኣለዎም። ውላድኩም ሕማም ድርቀት ክህልዎ ይኽእል እዩ ኢልኩም ትሓስቡ እንተኾይንኩም፣ ቅድሚ ጨርቂ ሽንቲ ምቑራጽኩም ኣብዚ መዳይ እዚ ሓገዝ ክትረኽቡ ኣገዳሲ እዩ።

ትፈልጡዶ?

Every year, £400 is spent by British families on nappies and wipes alone - potty training earlier would save you all of that.

Around 3 billion disposable nappies end up in UK landfill sites each year - each one can take up to 500 years to decompose

More than £60m is spent per year by UK local authorities ናይ ባዞ ስልጠና ንኣከባብያዊ ጽልዋ ንምቕናስ ይሕግዝ።

ምድላው

For many children, it's helpful to bypass the potty altogether and focus on using the toilet (with an appropriate seat, step and rails) instead. Not only does this get the child used to the environment of the bathroom for toileting, but it also helps to remove an additional transitional step by removing the need to then go from potty to toilet.

እንተዀነ ግን ብባዞ ኽትጅምሩ ወይ ብቀጥታ ናብ ሽቓቕ ኽትከዱ እንተ መሪጽኩም፣ ውሉድኩም ሽንት ጨርቂ ምኽዳን ንኸቋርጽ ንምሕጋዝ ክትገብርዎም እትኽእልዎም ብዙሕ ነገራት ኣለዉ። ውሉድኩም ብዘይ ሓገዝ ኮፍ ምባል ምስከአለ ቀልጢፍኩም ኽትዳለዉ ትኽእሉ ኢኹም።

1. እቲ ጨርቂ ሽንቲ ምስ ጠልቀየ ወይ ምስ ረከሰ ቐልጢፍኩም ቐይርዎ
እዚ ኸኣ ንውሉድኩም ጽሩይን ንቑጽን ክኸውን ጥዑይ ምዃኑ የምህሮ። ትኽእሉ እንተኾይንኩም፣ ነቲ ጨርቂ ሽንቲ ኣብ ሽቓቕ ቀይርዎ፣ እዚ ኸኣ ሽንትን ሰገራን ምስ ሽቓቕ ንኸተሓሕዝዎ ይሕግዞም።

2. ንውሉድኩም ገለ ኻብቲ ዝርከብ ዓበይቲ መጻሕፍቲ ባዞ ምስ
ውሉድኩም ብምንባብ፣ ነቲ ዚፈትውዎ ባምቡላ ወይ መጻወቲ 'ተራ' ንኽገብር ብምሕጋዝ ድሕሪኡ ባዕሎም ኮፍ ክብሉ ብምትብባዕ ምስ ባዞ ወይ ሽቓቕ ኣፋለጥዎም።

3. ስሩዕ ናይ ባዞ ወይ ሽቓቕ ኮፍ ምባል ስልጠና ሓንሳእ ናብ ባዞ ወይ
can begin once they have been introduced to the potty or toilet, building up to several times a day.

4. ጥዑይ ኣመጋግባን ፈሳሲ ምውሳድን ኣተባብዑ
ንውሉድኩም ንባዞ ስልጠና ከቢድ ኽገብሮ ዝኽእል ድርቀት ንምውጋድ ዝሕግዝ ፋይበር (አብነት ፍረታት፣ ኣሕምልትን ቡናዊ እንጀራን፣ዳቦ) ዘጠቓልል ኣመጋግባ ሃቡ።

5. ኣብ መዓልቲ ብማዕረ ዝዝርጋሕ ካብ 6-8 ዝኾን መስተታት
ብዝመቓቐል ብዙሕ ማይ ስተዩ። ምግቢ ኽጅምሩ ከለዉ፣ ኣብ ኩባያ ማይ ሃብዎም።

ናይ ጉጅለ ጻዕሪ እዩ

ውሉድኩም ድሮ ኣብ መዋእለ ሕጻናት፣ ቅድመ ቤት ትምህርቲ፣ ምስ ኣላዪ ሕጻናት ወይ ከኣ ብእኖሓጎታትን አቦሓጎታትን፣ ፈተውት ወይ ካልኦት ስድራቤት ኣዘውቲሩ ክትትል ዝግበረሉ እንተዀይኑ፣ ምሳታቶም ተዘራረቡ እሞ ንጕዕዞ ናይ ባዞ ስልጠና ንምድጋፍ ብኸመይ ብሓባር ከም እትዓዪ ተመያየጠሉ።

ኩላትኩም ክትወስድዎ እትኽእሉ ስጕምትታት ተሰማምዑ እሞ ንዓኹምን ንደቅኹምን ክድግፉኹም ድማ ሕተቶም። ብዙሕ መተካእታ ኽዳውንቲ አቕርቡ ከምኡውን ውሉድካኩም ባዞ ወይ ሽቓቕ ኽጥቀም ከምዘድልዮ ዝሕብር ዝዀነ ይኹን ዘስተውዓልኩምዎ ምልክታት ድማ ንገርዎም። እዚ ወጥነት እዚ ውሉድኩም ብቕልጡፍ ንኽመሃር ክሕግዞም እዩ።

እንታይ የድልየኒ?

A potty (or more than one) and/or a toilet training seat plus a step to support their feet. The step should be high enough that when seated on the toilet, the child’s knees are higher than their hips.

Pants or reusable cloth training pants.

ብሉጽ ምኽርታት

ኣብ መሕጸቢ ነብሲ ኣብ ባይታ ደው ኢልኩም (ውሉድኩም ብርእሱ ደው ክብል ምስ ከኣለ) ጨርቂ ሽንቲ ቐይሩሉ ኣብቲ መስርሕ ድማ አሳትፍዎም (ንኣብነት ሰገራ ምሕጻብ/ማይ ምድፋእ፣ ኢድ ምሕጻብ፣ ስረን መጎተትን ምድፋእን ንድሕሪት ምስሓብን)።

ስሩዕ ጨርቂ ሽንቲ ዘይብሉ ግዜ ሃቡ። ብዘይ ሓደጋ፣ ካብ ጨርቂ ሽንቲ ናጻ ብናይ ምዃን ስምዒት ምእንቲ ኽሕጎሱ ሽንትን ሰገራን ድሕሪ ምውድኦም ነዚ ፈትንዎ። ጽሩይን ንቑጽን ምእንቲ ክኾኑ ነቲ ጨርቂ ሽንቲ ድሕሪ ፍርቂ ሰዓት ኽገብርዎ ሓግዝዎም።

ብዛዕባ ሽንትን ሰገራን ብጭቡጥ መገዲ ተዘራረቡ።

ነቲ ሽቓቕ ንውሉድኩም ምቹው ከምዝኸውን ግበሩ፣ ብፍላይ ውሉድኩም ናይ ህዋሳት ጸገም እንተ ሃልይዎም። ንኣብነት፣ ውሉድኩም እቲ ኣብ ሽቓቕ ዝስማዕ ድምጺ ማይ ኣዝዩ ኸቢድ ኰይኑ እንተረኺብዎ፣ ኣብ ሽቓቕ መከላኸሊ እዝኒ ክትጥቀሙ ፈትኑ።

ገሊኦም ቆልዑ ንሽታታት ሽቓቕ ተዓፋፊ ክኾኑ ይኽእሉ እዮም። ኣብ ሽቓቕ ፔፐርሚንት፣ ላቬንደር ወይ ለሚናት ክትጥቀሙ ፈትኑ።

ኣብ ክንዲ መትሓዚ ቑልፊ ዘለዎ ስረ(ንኣብነት ጂንስ) ወይ ከኣ ናብ ሽቓቕ ክትከይድ ከለኻ ንምውጻእ ኣጸጋሚ ዝዀነ ጸቢብ ክዳን ብውሽጢ ዘለዎ ቐምሽ ንኽተውጽኦ ቐሊል ዝኾነ ክዳውንቲ (ንኣብነት ጆገር ወይ ለጊንግ) ተትኽደኑ ጽቡቕ ሓሳብ እዩ! ገሊኦም ቆልዑ ጨርቂ ሽንቲ ምጥቃም ምስ ኣቋረጹ ኣብተን ናይ መጀመርታ ሒደት መዓልትታት ካብ ሕቘኦም ንታሕቲ ብዘይ ክዳውንቲ ኺኸዱ እዮም ዝመርጹ።

ጨርቂ ሽንቲ ደው ምባል

ሓንሳእ ምስ ተዳለኹምን ምስ ተለማመድኩምን፣ ኣብ እዋን ቐትሪ ጨርቂ ሽንቲ ምጥቃም ከተቋርጹ ኣለኩም። ንስድራ ቤትኩም ዝምችው ግዜ ምረጹ፣ ህይወት ብተነጻጻሪ ህዱእ ኣብ ዝዀነሉ እዋን፣ ዓብዪ ለውጥታት ወይ ዕንቅፋታት አብዘለየሉ።

ውሉድኩም ንመዓናጡ ወይ ፊኛ ዚጸሉ ከም ድርቀት ወይ ረኽሲ ፊኛ ዝኣመሰለ ናይ ጥዕና ጸገማት እንተ ሃልይዎም፣ ነቲ ጨርቂ ሽንቲ ቅድሚ ምውጋድኩም ነዞም ጸገማት እዚኦም ፍትሑ።

1. እንታይ ይግበር ከምዘሎ ንውሉድኩም ንገርዎም
ንጨርቂ ሽንቲ ይሰናበቱ ኸምዘለዉ ንገርዎም ከምኡውን ባዞ ወይ ሽቓቕ ምጥቃም እንታይ ማለት ምዃኑ ድማ ግለጹሎም።

2. ሕጂ ካብ ጨርቂ ሽንቲ ወጺኦም እዮም፣ ክኸዱ ከም ዘለዎም ዘርእዩ ምልክታት ተመልከቱ እሞ ናብቲ ባዞ ምርሕዎም፦

They tell you they’re weeing or that they need to do a wee.

They know and tell you when they are wet or dirty.

Fidgeting, going quiet, or straining (which could look like pulling faces).

ምልክት ምስ ረኣኹም፣ ናብ ባዞ ወይ ሽቓቕ መርሕዎም እሞ ኽፍትኑ ድማ ኣተባብዕዎም። ንውሉድኩም ነቲ ባዞ ብተደጋጋሚ ኽጥቀሙሉ ዘድልዮም እንተዀይኑ ኻብ ምድፍፋዕ ወይ ምሕታት ተቆጠቡ። ኣወዳት ብፍላይ ባዞ ኽስልጥኑ ኸለዉ ኮፍ ኢሎም ክሸኑ ኣተባብዕዎም። ዝያዳ ፍዅስ ንኽብሎም ይሕግዞም፣ ከምኡውን ንሰገራ ኽቕመጡ እንተ ኣድልይዎም እውን ኽኸዱ የተባብዖም እዩ።

ውሉድኩም ሓሳብ ንሓሳብ አብ ምልውዋጥ ሓገዝ እንተኣድልይዎም፣ ናይ Makaton ምልክታት፣ ስእልታት ወይ ምስልታት ሽቓቕ ወዘተ ክትጥቀሙ ትኽእሉ ኢኹም። ውሉድኩም ባዞ ወይ ሽቓቕ ዝጥቀሙሉ ግዜ ኸምዝኣኸለ ንኽግንዘቡ ዝሕግዝ ሃደ ምረጹ።

ብዙሕ ሙገሳን ምትብባዕን ሃቡ!
ንእሽቶ ይኹን ብዘየገድስ፣ ንነፍሲ ወከፍ ፈተነን ዓወትን ኣኽብርዎ። ንውሉድኩም ኣብ ባዞ ወይ ኣብ ሽቓቕ ኮፍ ኢሉ ስለ ዝነበረ አወድስዎ - ዝዀነ ይኹን ሽንቲ ወይ ሰገራ ተወሳኺ/ቦነስ እዩ!

4. ውሉድኩም ሓድሽ ክእለታት ንኽመሃሩ ሓግዝዎ
ንውሉድኩም ታሕተዋይ ክፋሎም ክጸርጉ፣ ሽቓቕ ክሓጽቡ፣ ኣእዳዎም ክሕጸቡ፣ ከምኡውን ናይ ገዛእ ርእሶም ስረ ክመርጹ አምህርዎም። እዚ ኸኣ ኣርሰ ምትእምማንን ናይ ምቍጽጻር ስምዒትን ንምሕናጽ ይሕግዝ። ቆልዑ ምቅባል ኣብ ዝጅምሩሉ እዋን ንገዛእ ርእሶም ክሓጽቡ/ኽጸርጉ ክኽእሉ አለዎም።

5. ቀጻልነት ይሃልወኩም
ሓንሳእ ውሉድኩም ኣብ ቐትሪ ስረ ኽጥቀሙ ምስጀመሩ፣ ቀጻልነት ዘለዎ ምዃን ውሉድኩም ቐልጢፎም ንኽመሃሩ ክሕግዞም ይኽእል እዩ። ንሓደ ቆልዓ ንኣብነት ናብ ደገ ክወጽእ ከሎ ተመሊሱ ኽጥቀም እንተዀይኑ፣ እዚ ዘደናግር ክኸውን ይኽእል እዩ።

ብሉጽ ምኽርታት

The change from nappies to pants may feel strange. Have options of different shapes, colours, fabric and fit if you feel your child may find this change challenging.

ውሉድኩም ንነዊሕ እዋን ኣብ ባዞ ኮፍ ክብል እንተኣጸጊሙዎም፣ ብሓባር መዝሙር ክትዝምሩ ወይ ሓጻር መጽሓፍ ከተንብቡ ፈትኑ። እቲ መዝሙር ወይ መጽሓፍ ክሳዕ ዝውዳእ ኣብቲ ባዞ ወይ ሽቓቕ ንኽጸንሑ ኣተባብዕዎም።

አብ ሓደጋታት ህድእ በሉ፦ ብሓባር ኣጽርዩ፣ ብዛዕባ ባዞ ወይ ሽቓቕ ብቀሊሉ ኣዘኻኽርዎም እሞ ንቕድሚት ቀጽሉ። ሓደጋ ኸጋጥሞም ከሎ ጫውጫውታ እንተዘይገይርኩም፣ ኣይክጭነቑን ኣይስንብዱን እዮም፣ ኣብ ዝቕጽል ግዜ ድማ ዕዉታት ክዀኑ ይኽእሉ እዮም።

ክትወጽኡ ከለኹም ድሉው ኩኑ፦ ኣብተን ናይ መጀመርታ እተወሰኑ መዓልትታት ኣብ ገዛኹም ኽትጸንሑ ትኽእሉ እንተኾይንኩም ቀሊል ኰይኑ ኽትረኽብዎ ትኽእሉ፣ ናብ ደገ ኽትከዱ ከለኹም ግና ብዙሕ ቅያሪ ዝኾኑ ክዳውንቲ ኽትማልኡ አለኩም። ናይ ጕዕዞ ባዞን ክሕጸብ ዝኽእል፣ ማይ ዝመጥጥ ኮፍ መበሊ ማኪና ሓጋዚ ዀይኑ ኽትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም።

ኣብ ግዜ ሃጺር ድቃስን ለይትን ካብ ጨርቂ ሽንቲ ናጻ ምዃን

ውሉድኩም ኣብ ቀትሪ እዋን ጨርቂ ሽንቲ ምጥቃም ምስኣቋረጸ፣ ብዛዕባ ናይ ሃጺር ድቃስ ግዜታት ኽትሓስቡ ኣለኩም። ኣብ ግዜ ሃጺር ድቃስ ካብ ጨርቂ ሽንቲ ናጻ ምዃን ንውሉድኩም ለይቲ ንቑጽ ንክኸውን ንምድላው ይሕግዞ።

ቅድሚ ናይ ድቃስ ግዜን ካብ ድቃሶም ምስተበራበሩን ደጊምኩም ሽቓቕ ወይ ባዞ ንኽጥቀሙ ብምትብባዕ ጀምሩ። እቲ ጨርቂ ሽንቲ እንተወሓደ ሓሓሊፉ ንቑጽ ከም ዝዀነ ምስ ኣስተብሃልኩም፣ ኣብ እዋን ድቃስ ምሉእ ብምሉእ ምጥቃም ኣቋርጹ።

ለይቲ ንቑጽ ምዃን መብዛሕትኡ ግዜ ቈልዑ ኣብ መዓልቲ ባዞ ምጥቃም ምስ ስልጠኑ እዩ ዘጋጥም። መብዛሕትኦም ቈልዑ ኣብ 5 ዓመት ዕድሚኦም ለይቲ ንቑጽ ይኾኑ፣ ንገሊኦም ግን ዝነውሐ ግዜ ኽወስድ ይኽእል እዩ።

ንውሉድካ ብለይቲ ንቑጽ ንክኸውን ብዝስዕብ ሓግዞዎም፦

Ensuring they use the toilet or potty at bedtime, even if they are going to be wearing a nappy to sleep.

Stop having drinks an hour before bedtime.

Have a consistent bedtime routine.

Avoid waking your child and taking them to the toilet as this encourages them to wee during sleep.

ውሉድኩም 5 ዓመት ምስ ኰነ ለይቲ እንተዘይነቒጹ፣ ምስ ናይ ጥዕና በጻሒኹም፣ ምስ ኣላዪት ህጻናት ቤት ትምህርቲ ወይ ምስ ሰብ ሞያ ክንክን ጥዕና ተዘራረቡ።

ሓገዝ ንምርካብ ናበይ እየ ክኸይድ ዘለኒ?

ካብ ኣላዪ ሕጻናት፣ ካብ መዋእለ ሕጻናት፣ ካብ ቅድመ ቤት ትምህርቲ ጕጅለ፣ ናይ ጥዕና በጻሕቲ ከምኡውን ካብ ማእከል ቆልዑ ወይ ካብ ማእከል ስድራቤት ሓገዝ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም።

ምስ ናይ ጥዕና ምብጻሕ ጕጅለኹም ኣብ እትገብርዎ ዝዀነ ይኹን ዝርርብ ብዛዕባ ናይ ባዞ ስልጠና ኽትሓትቱ ትኽእሉ ኢኹም። ናይ ጥዕና በጻሒኹም ኣብቲ ናይ 9-12 ወርሒ ናይ ውሉድኩም ገምጋም ጥዕና ብዛዕባ ስልጠና ባዞ ክዛረብ ክትጽበዩ ትኽእሉ ኢኹም።

ብዙሕ ናይ ክኢላታት ምኽሪ ክርከብ ይከኣል እዩ፣ እንተላይ ንስድራቤታት SEND ዘለዎም ቆልዑ።

ሓበሬታን መምርሕን ንምርካብ ኣብዚ ጠውቑ... ካብ ሰብ ሞያ ጥዕና ERIC፣ ናይ ቆልዑ መዓናጡን ፊኛን ግብረ ሰናይ ንዝርከቡ ዝርዝር ጠቓሚ መራኸቢታት፣ ምንጪታትን ምኽርታትን ንምርካብ ንናትና Useful Links ገጽ ብጽሑ።

Find guidance and support with potty training from:
- ERIC, the Children’s Bowel and Bladder Charity
- Bladder and Bowel UK
- Institute of Health Visiting
- CBeebies Parenting
- ERIC Helpline Podcast: Potty training
- Department for Education - help for early years providers
Find more information about diet for children who are potty training:
- Ideas for what to feed over 12 months - Start for Life, NHS
- Young children and food: common questions - NHS
ምኽርን መምርሕን ብዛዕባ ድርቀት ከብዲ ረኽቡ
Find out more about night time bedwetting:
ምኽርን መምርሕን ናይ ባዞ ስልጠና
- ምኽሪ ብዛዕባ ፊኛ፣ ኣንጀትን ናይ ሽንቲ ቤት ልምዲን ንተወሳኺ ድሌታት ዘለዎም ህጻናት - ERIC
- መምርሒ ስድራቤት፡ ሓገዝ ኣብ ምልማድ ሽንቲ ቤት - Dingley’s Promise
- ናይ ባዞ ስልጠና - Down Syndrome UK
- ሽንቲ ቤት ምልማድን ኦቲዝም ዘለዎም ህጻናትን - National Autistic Society
- ንተወሳኺ ድሌታት ዘለዎም ህጻናት ናይ ባዞ ስልጠና - ERIC
- ንተወሳኺ ድሌታት ዘለዎም ህጻናት ናይ ባዞ ስልጠና - CBeebies Parenting
- ERIC Helpline podcast፡ ንተወሳኺ ድሌታት ዘለዎም ህጻናት ናይ ባዞ ስልጠና - ERIC

Find guidance and support with potty training from:

ERIC, the Children’s Bowel and Bladder Charity

Bladder and Bowel UK

Institute of Health Visiting

CBeebies Parenting

ERIC Helpline Podcast: Potty training

Department for Education - help for early years providers

Find more information about diet for children who are potty training:

Ideas for what to feed over 12 months - Start for Life, NHS

Young children and food: common questions - NHS

ምኽርን መምርሕን ብዛዕባ ድርቀት ከብዲ ረኽቡ

ድርቀት ከብዲ ኣብ ህጻናት - ERIC

Find out more about night time bedwetting:

ምኽሪ ንህጻናት ምስ ናይ ለይቲ ምሽናን - ERIC

ERIC Helpline podcast፡ ናይ ለይቲ ምሽናን - ERIC

ምኽርን መምርሕን ናይ ባዞ ስልጠና

ምኽሪ ብዛዕባ ፊኛ፣ ኣንጀትን ናይ ሽንቲ ቤት ልምዲን ንተወሳኺ ድሌታት ዘለዎም ህጻናት - ERIC

መምርሒ ስድራቤት፡ ሓገዝ ኣብ ምልማድ ሽንቲ ቤት - Dingley’s Promise

ናይ ባዞ ስልጠና - Down Syndrome UK

ሽንቲ ቤት ምልማድን ኦቲዝም ዘለዎም ህጻናትን - National Autistic Society

ንተወሳኺ ድሌታት ዘለዎም ህጻናት ናይ ባዞ ስልጠና - ERIC

ንተወሳኺ ድሌታት ዘለዎም ህጻናት ናይ ባዞ ስልጠና - CBeebies Parenting

ERIC Helpline podcast፡ ንተወሳኺ ድሌታት ዘለዎም ህጻናት ናይ ባዞ ስልጠና - ERIC

How to use the Potty Training Guide
In these packs, you will find key messaging, suggested copy for websites and newsletters, and social media assets to help you promote the Potty Training Guide to families and professionals.
For nurseries, pre-schools, childminders and other early years settings
- Download the useful messaging. This document includes key messages, ideas on ways to promote the Guide, email copy for newsletters and social media caption copy.
- Download the useful links document for more resources and information about Potty Training.
For schools

For local authorities and Best Start Family Hubs
- Download the useful messaging.This document includes key messages, ideas on ways to promote the Guide, email copy for newsletters and social media caption copy.
- Download the useful links document for more resources and information about Potty Training.
Ways to promote the Potty Training Guide
- Link to the guide from your organisation’s website, where appropriate: pottytrainingguide.co.uk.
- Link to Starting Reception too, if you don’t already: startingreception.co.uk.
- Share a social media post, or a series of posts, on the channels your organisation uses, such as Instagram, Facebook, X, TikTok or LinkedIn.
- Include information about the Potty Training Guide in press releases, newsletters, online news posts and blogs.
- Email your network, members or local partners to let them know about the Potty Training Guide.
- Share the Potty Training Guide in presentations, communities of practice, training sessions and other relevant forums.
- Print copies of the guide and share them with families through early years settings, schools, Best Start Family Hubs, libraries, health visiting teams and other local services.
Free marketing assets
Social Media Assets
- Social media templates you can adapt to share The Potty Training Guide with your audience
- Ready to use social ads
Download and use our royalty-free images
Free resources for Families
The Potty Training Reward Chart
- Encourage families to use The Potty Training Reward Chart at home.
Video library
Explore webinars featuring examples of practice from nurseries, schools and local authorities
- Supporting Families with Potty Training webinar, 08 June 2026
In this webinar, speakers include: Helen Clifton - Child Health Development Worker from the City of York Council; Clio Brown - Director of Early Years and Early Reading; E-ACT Academy Trust Dominic O'Regan (Head) and Serena Oberheim (Assistant Principal, Inclusion), Mulberry West St Leonards.